Welcome to EXSCAPE

እንኳዕ ናብ ኤክስኬፕ ብደሓን መፃእኩም

እቲ መተግበሪ አብዚ የውርድዎ

ዝርዝር ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዓወቱ

Surafel Abnet

Win: Tecno Spark 20C

Naty

Win: Tecno Spark 20 C

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

ብ support@exscape.et / 0989050551 ኣድራሻ ይርከቡና

ክረክብዎ ይኽእሉ እዮም። በዚ support@exscape.et / 0989050551 ኣድራሻ ይርከቡና

ኣብ ናይ ፕሮፋይል ምስሎም ይፅቀጡ፡ ኣብ ጎኒ እቲ ናይ መልእክቲ መፍለጢ ምልክት ናይ መስተካከሊ ምልክት ክረክቡ እዮም። ኣብኡ ሜኑ ክረኽቡ እዮም። “ስም ተጠቃሚ ምቕያር።” ዝብል ይፅቀጡ

Support@exscape.et / 0989050551

በቢሰሙኑ ሕድሕድ ፀወታ ሓሙሽተ ደረጃታት ዓወት ኣለዎ፡ ብጠቅላላ 5 ነጥቢ ንላዕለዋይ ደረጃ፣ 1 ነጥቢ ን5ይ ደረጃ ናበለ ይወርድ። ከምኡ ውን ንሜዝስ ክስዕርዎ ከለው ኣብ ሰለስተ ደረጃታት ተመርኲዞም ነጥቢ ክረክቡ እዮም። እዚኦም ከከም ዘለዎም ደረጃን ናይ ሕድሕድ ፀወታ ክብደትን ካብ 3 ነጥቢ ክሳብ 25 ነጥቢ ይህልዎም። እቶም ተዓወትቲ ኣብቲ ናይ ዕዳጋ ቦታ ነጥቦም ናብ ጥቅሚ ክቅይሩዎ ይኽእሉ እዮም። ንምሉእ ዝርዝራት፡ በይዘኦምም ናብ [add link] ብምእታው ውዕል ኣጠቓቕማ የንብቡ።
ተፃወትቲ ሰሙናዊ ነጥቢ ይእክቡ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ኣብ ቅድሚት 3 ንምብፃሕ ወይ ድማ ኣብ ሕድሕድ መወዳእታ ሰሙን ካብ ዕዳጋና ሽልማት ናብ ጥቅሚ ይቅይሩዎ።
ናይ ህያብ ካርዲ ናብ ጥቅሚ ንምቅያር ፈጣን እዩ። ንኤሌክትሮኒካዊ ሽልማት እንተበዝሐ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ይበፅሐሎም።

ካብ Apple ስቶርን Google play ስቶርን

እወ። ብዘይ ኢንተርኔት ክፃወቱ ኣይኽእሉን እዮም።

ንመጀመርታ ግዜ ኣብ Metaverse on Exscape ምስ ኣተው፡ ቅድሚ ምጅማሮም ናይ መብርሂ ትምህርቲ ክሪኡ እዮም። ብተወሳኪ ኣብ ዝኾነ እዋን ብ Support@exscape.et / 0989050551 ክረኽቡና ይኽእሉ እዮም።

ካብ ስልኮም ዝወሰድዎ መረጋገፂ ስክሪንሹት ከምኡ’ውን ዝርዝር ናይ ስልኮም ብምሓዝ ብ support@exscape.et ኣድራሻ ይርከቡና

support@exscape.et / 0989050551

ኤክስስኬፕ ብዝተኻእለ መጠን ንብዙሓት ቋንቋታት ንከጠቃልል ይፅዕር። እቲ ዝደልዩዎ ቋንቋ ኣብ ናይ መተግበሪ መስተካከሊ ቦታ ኣትዮም ክረኽብዎ ከመዓራርዩዎን ይክእሉ እዮም።

Stop A ኢሎም ፅሒፎም ናብ 963 ይልኣኩ።

በዙይ ይርከቡና